ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ነገስት 10:10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 ንሳ ኸኣ ንንጉስ 120 ታለንት* ወርቅን ኣዝዩ ብዙሕ ዘይቲ በለሳንን+ ክቡራት ኣእማንን+ ሃበቶ። ከምቲ ንግስቲ ሳባ ንንጉስ ሰሎሞን ዝሃበቶ ዝምብዛሑ ዘይቲ በለሳን ከቶ መሊሱ ኣይመጸን።

  • 2 ዜና መዋእል 32:23
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 23 ብዙሓት ከኣ ንየሆዋ ናብ የሩሳሌም መባእ ኣምጽኡሉ፣ ንህዝቅያስ ንጉስ ይሁዳ ድማ ክቡር ነገራት ኣምጽኡሉ፣+ ድሕርዚ ኸኣ፡ ንሱ ብዅሎም ኣህዛብ ኣዝዩ ተኸብረ።

  • መዝሙር 72:10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 ነገስታት ተርሲስን ደሴታትን ኪግብሩሉ፡+

      ነገስታት ሳባን ሴባን ድማ ህያባት ኪህብዎ እዮም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ