መዝሙር 104:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ንሱ፡ ኣግማል ደርብታቱ ኣብቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ማያት* የንብር፣+ንደበናታት ሰረገላኡ ይገብሮ፣+ኣብ ኣኽናፍ ንፋስ ይጕዓዝ።+