መዝሙር 79:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 79 ኦ ኣምላኽ፡ ኣህዛብ ንርስትኻ ወሪሮምዎ፣+ንቕድስቲ ቤተ መቕደስካ ኣርኪሶምዋ፣+ንየሩሳሌም ናብ ኵምራ ዑናታት ቀዪሮምዋ።+