እያሱ 3:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ከብዲ እግሪ እቶም ታቦት እቲ ጐይታ ብዘላ ምድሪ ዝዀነ የሆዋ ዚጾሩ ኻህናት ንማይ ዮርዳኖስ ትንክፍ ምስ ኣበሎ፡* እቲ ኻብ ላዕሊ ዚውሕዝ ማይ ዮርዳኖስ ኬቋርጽ፡ ከም ግድብ* ኰይኑ ድማ ደው ኪብል እዩ።”+
13 ከብዲ እግሪ እቶም ታቦት እቲ ጐይታ ብዘላ ምድሪ ዝዀነ የሆዋ ዚጾሩ ኻህናት ንማይ ዮርዳኖስ ትንክፍ ምስ ኣበሎ፡* እቲ ኻብ ላዕሊ ዚውሕዝ ማይ ዮርዳኖስ ኬቋርጽ፡ ከም ግድብ* ኰይኑ ድማ ደው ኪብል እዩ።”+