-
ኢሳይያስ 31:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 ኣሶር ድማ ብሰይፊ ኺወድቕ እዩ እምበር፡ ብሰብ ኣይኰነን፣
ናይ ሰብ ዘይኰነ ሰይፊ ኸኣ ኪውሕጦ እዩ።+
ካብ ቅድሚ ሰይፊ ኺሃድም እዩ፣
ኣጕባዙ እውን ብግዲ ኺሽቅሉ እዮም።
-
-
ኢሳይያስ 37:36መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
36 መልኣኽ የሆዋ ኸኣ ወጺኡ፡ ኣብ ሰፈር ኣሶራውያን 185,000 ሰባት ቀተለ። ንግሆ ኣንጊሆም ምስ ተንስኡ፡ ንዅሉ እቲ ሬሳታት ረኣይዎ።+
-