ዘሁልቍ 30:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ሰብ ንየሆዋ መብጽዓ እንተ ተመባጺዑ፡+ ወይ ኪሕረም ብምምብጻዕ ማሕላ እንተ ምሒሉ፡*+ ቃሉ ኣየፍርስ።+ ንዅሉ እቲ ኺገብሮ እተመባጽዖ ይግበሮ።+