ዘዳግም 5:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ንዓታቶምን ንደቆምን ንዘለኣለም ጽቡቕ ምእንቲ ኪዀነሎም፡+ ኪፈርሁንን+ ኵሉ ትእዛዛተይ ኪሕልዉንሲ፡+ ኣየ፡ ወትሩ እዚ ልቢ እዚ እንተ ዚህልዎም!