ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 17:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 እንሆ፡ ኣነ ኣብኡ ኣብ ቅድሜኻ ኣብ ልዕሊ ኸውሒ ሆሬብ ደው ክብል እየ። ነቲ ኸውሒ ኸኣ ውቕዓዮ፣ ማይ ድማ ካብኡ ኺወጽእ እዩ፣ እቶም ህዝቢ እውን ኪሰትይዎ እዮም” በሎ።+ ሙሴ ኸኣ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ እቶም ዓበይቲ እስራኤል ከምኡ ገበረ።

  • ዘሁልቍ 20:11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 ሽዑ፡ ሙሴ ኢዱ ኣልዒሉ፡ ነቲ ኸውሒ ብበትሩ ኽልተ ሳዕ ወቕዖ፣ ብዙሕ ማይ ከኣ ወጸ፣ እቲ ኣኼባን ማሎምን ከኣ ሰተዩ።+

  • መዝሙር 105:41
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 41 ከውሒ ኸፈተ እሞ ማያት ኣውሓዘ፣+

      እዚ ኸኣ ከም ፈለግ ብምድረ በዳ ወሓዘ።+

  • ኢሳይያስ 48:21
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 21 ብዝባደመ ቦታታት ኪመርሖም ከሎ፡ ኣይጸምኡን።+

      ካብ ከውሒ ማይ ኣውሓዘሎም፣

      ከውሒ ሰንጢቑ ማይ ኣፈልፈለ” በሉ።+

  • 1 ቈረንቶስ 10:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 4 ኵላቶም እውን ሕደ መንፈሳዊ መስተ ሰትዮም እዮም።+ ከመይሲ፡ ካብቲ ዝሰዓቦም መንፈሳዊ ኸውሒ ሰትዮም እዮም፣ እቲ ኸውሒ ኸኣ ንክርስቶስ የመልክት።*+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ