1 ዜና መዋእል 25:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ዳዊትን ኣሕሉቕ እቶም ጕጅለታት ኣገልግሎትን ከኣ ንገለ ኻብ ደቂ ኣሳፍን ሄማንን የዱቱንን፡+ ብመሰንቆን* ብበገናን+ ብጸናጽል ሸሓንን+ እናተነበዩ ኼገልግሉ ፈለይዎም። ዝርዝር እቶም ነዚ ኣገልግሎት እዚ ሓላፍነት ዝነበሮም ሰባት እዚ እዩ፦
25 ዳዊትን ኣሕሉቕ እቶም ጕጅለታት ኣገልግሎትን ከኣ ንገለ ኻብ ደቂ ኣሳፍን ሄማንን የዱቱንን፡+ ብመሰንቆን* ብበገናን+ ብጸናጽል ሸሓንን+ እናተነበዩ ኼገልግሉ ፈለይዎም። ዝርዝር እቶም ነዚ ኣገልግሎት እዚ ሓላፍነት ዝነበሮም ሰባት እዚ እዩ፦