መዝሙር 85:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኦ ኣምላኽ ድሕነትና፡ ምለሰና፣ጓሂኻ ኻባና ኣልግሶ።+ ድጕዓ 5:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ኦ የሆዋ፡ ናባኻ ምለሰና፡ ንሕና እውን ብቐሊሉ ናባኻ ኽንምለስ ኢና።+ ንመዓልትታትና ኸምተን ናይ ቀደም ሓድሰን።+