ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 6:25
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 25 የሆዋ ገጹ የብርሃልካ፡+ ሞገስ ከኣ ይሃብካ።

  • መዝሙር 67:1, 2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 67 ኣምላኽ ሞገስ ኬርእየናን ኪባርኸናን እዩ፣

      ገጹ ኼብርሃልና እዩ፣+ (ሴላ)

       2 በዚ ኸምዚ፡ መገድኻ ኣብ ብዘላ ምድሪ፡+

      ግብርታት ድሕነትካ ድማ ኣብ መንጎ ዅሎም ኣህዛብ ኪፍለጥ እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ