ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 44:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  2 ብኣእዳውካ ንኣህዛብ ሰጒጕካስ+

      ንኣቦታትና ኣብኡ ኣስፊርካዮም።+

      ንኣህዛብ ሓምሺሽካዮምን ሰጒጕካዮምን።+

  • መዝሙር 78:55
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 55 ንኣህዛብ ድማ ካብ ቅድሚኦም ሰጐጎም፣+

      ብገመድ መለክዒ ገይሩ ርስቲ ብዕጫ ሃቦም፣+

      ንነገዳት እስራኤል ኣብ ኣባይቶም ኣስፈሮም።+

  • ኤርምያስ 2:21
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 21 ሕሩይ ቀይሕ ተኽሊ ወይኒ፡+ ኵሉ ጽሩይ ዘርኢ ገይረ ተኺለኪ፣

      ከመይ ኢልኪ ደኣ ብልሽውቲ ጨናፍር ጓና ተኽሊ ወይኒ ዄንኪ ኣብ ቅድመይ ተለዊጥኪ፧’+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ