ናሆም 2:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እቶም መጥፋእቲ ኣጥፊኦምዎም፡+ንጨናፍሮም ከኣ ኣብሪሶምዎ እዮም እሞ፡የሆዋስ ንትምክሕቲ ያእቆብ፡ምስ ትምክሕቲ እስራኤል ኪመልሶ እዩ፣