ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ነገስት 18:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 ኣብ ራብዐይቲ ዓመት ንጉስ ህዝቅያስ፡ ማለት ኣብ ሻውዐይቲ ዓመት ሆሼዓ+ ወዲ ኤላህ ንጉስ እስራኤል፡ ሰልመናስር ንጉስ ኣሶር ኣንጻር ሰማርያ ደዪቡ ኸበባ።+

  • 2 ነገስት 24:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 24 ብዘመን ዮያቂም፡ ነቡካድነጻር+ ንጉስ ባቢሎን ኣንጻሩ ደየበ፣ ዮያቂም ከኣ ሰለስተ ዓመት ተገዝኦ። ግናኸ፡ ተመሊሱ ዓለወ።

  • 2 ነገስት 25:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 25 ኣብ ታሽዐይቲ ዓመት ንግስና ጼዴቅያስ፡ ኣብ ዓስረይቲ ወርሒ፡ ኣብ ዓስረይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ነቡካድነጻር+ ንጉስ ባቢሎን ምስ ኵሉ ሰራዊቱ ኣንጻር የሩሳሌም መጸ።+ ኣንጻራ ሰፊሩ ድማ፡ ብዙርያኣ መንደቕ ከበባ ሃነጸላ።+

  • 2 ዜና መዋእል 32:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 32 ድሕሪ እዚ ነገራት እዝን እዚ ብተኣማንነት እተገብረ ግብርታት እዝን፡+ ሰናክሪብ ንጉስ ኣሶር መጺኡ ንይሁዳ ወረራ። ነተን እተዓርዳ ኸተማታት ጥሒሱ ኣትዩ ኺሕዘን ሓሲቡ ድማ ከበበን።+

  • ኤርምያስ 39:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 39 ኣብ ታሽዐይቲ ዓመት ጼዴቅያስ ንጉስ ይሁዳ፡ ኣብ ዓስረይቲ ወርሒ፡ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎንን ኵሉ ሰራዊቱን ናብ የሩሳሌም መጺኦም ከበብዋ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ