ዘጸኣት 23:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ናይቲ ኣብ ግራት ዝዘራእካዮ በዅሪ ፍረ ጻዕርኻ በዓል ዓጺድ* ኣብዕል፣+ ፍረ ዕዮኻ ኻብ ግራት ምስ ኣከብካ ድማ፡ ኣብ መወዳእታ ዓመት በዓል ምእካብ* ኣብዕል።+ ዘሁልቍ 10:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 “ብመዓልቲ ሓጐስኩም፡+ ማለት ብበዓላትኩምን+ ብመጀመርታ ኣዋርሕኩምን፡ ኣብ ልዕሊ ዚሓርር መስዋእትኹምን+ ኣብ ልዕሊ መስዋእቲ ሕብረትኩምን+ መለኸታት ንፍሑ፣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽኩም ከኣ መዘከርታ ኪዀነልኩም እዩ። ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ።”+
16 ናይቲ ኣብ ግራት ዝዘራእካዮ በዅሪ ፍረ ጻዕርኻ በዓል ዓጺድ* ኣብዕል፣+ ፍረ ዕዮኻ ኻብ ግራት ምስ ኣከብካ ድማ፡ ኣብ መወዳእታ ዓመት በዓል ምእካብ* ኣብዕል።+
10 “ብመዓልቲ ሓጐስኩም፡+ ማለት ብበዓላትኩምን+ ብመጀመርታ ኣዋርሕኩምን፡ ኣብ ልዕሊ ዚሓርር መስዋእትኹምን+ ኣብ ልዕሊ መስዋእቲ ሕብረትኩምን+ መለኸታት ንፍሑ፣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽኩም ከኣ መዘከርታ ኪዀነልኩም እዩ። ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ።”+