-
ዘሌዋውያን 23:23, 24መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
23 የሆዋ ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፦ 24 “ንእስራኤላውያን ከምዚ በሎም፦ ‘ኣብ ሻውዐይቲ ወርሒ፡ ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ምሉእ ዕረፍቲ፡ ብደሃይ መለኸት ዚእወጅ መዘከርታ፡+ ቅዱስ ኣኼባ ይኹነልኩም።