ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 17:6, 7
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 እንሆ፡ ኣነ ኣብኡ ኣብ ቅድሜኻ ኣብ ልዕሊ ኸውሒ ሆሬብ ደው ክብል እየ። ነቲ ኸውሒ ኸኣ ውቕዓዮ፣ ማይ ድማ ካብኡ ኺወጽእ እዩ፣ እቶም ህዝቢ እውን ኪሰትይዎ እዮም” በሎ።+ ሙሴ ኸኣ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ እቶም ዓበይቲ እስራኤል ከምኡ ገበረ። 7 እስራኤላውያን ስለ እተቛየቑን “የሆዋ ኣብ ማእከልና ኣሎዶ የሎን፧” ኢሎም ንየሆዋ ስለ ዝፈተንዎን፡+ ነታ ቦታ እቲኣ ማሳን*+ መሪባን*+ ኢሉ ሰመያ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ