ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 32:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 32 እቶም ህዝቢ ኸኣ ሙሴ ኻብቲ ኸረን ከይወረደ ነዊሕ ከም ዝገበረ ረኣዩ።+ እቶም ህዝቢ ድማ ናብ ኣሮን ተኣከቡ እሞ፡ “እዚ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘውጽኣና ሙሴ ዚብሃል ሰብኣይ እንታይ ከም ዝዀነ ኣይንፈልጥን ኢና እሞ፡ ተንስእ፡ ቀቅድሜና ዚኸይድ ኣምላኽ ግበረልና” በልዎ።+

  • ዘዳግም 32:15
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 15 የሹሩን* ምስ ሃጠረ፡ ብዕልወት ተናድሐ።

      ሰባሕካ፡ ረጐድካ፡ ከረሽካ።+

      ነቲ ዝገበሮ ኣምላኽ ድማ ሓደጎ፡+

      ንኸውሒ ድሕነቱ ኸኣ ነዓቖ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ