ዘዳግም 5:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ንዓታቶምን ንደቆምን ንዘለኣለም ጽቡቕ ምእንቲ ኪዀነሎም፡+ ኪፈርሁንን+ ኵሉ ትእዛዛተይ ኪሕልዉንሲ፡+ ኣየ፡ ወትሩ እዚ ልቢ እዚ እንተ ዚህልዎም! ኢሳይያስ 48:17, 18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 የሆዋ እቲ ተበጃዊኻ፡ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ከምዚ ይብል፦+ “እቲ ዚጠቕመካ ዚምህረካ፡+በታ ኽትከደላ ዚግብኣካ መገዲ ዚመርሓካ፡+ኣነ የሆዋ ኣምላኽካ እየ። 18 ኣየ፡ ናብ ትእዛዛተይ ኣቕሊብካ እንተ ትኸውን!+ ሽዑ፡ ሰላምካ ኸም ፈለግ ምዀነ፡+ጽድቅኻ ድማ ከም ማዕበላት ባሕሪ ምዀነ ነይሩ።+
17 የሆዋ እቲ ተበጃዊኻ፡ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ከምዚ ይብል፦+ “እቲ ዚጠቕመካ ዚምህረካ፡+በታ ኽትከደላ ዚግብኣካ መገዲ ዚመርሓካ፡+ኣነ የሆዋ ኣምላኽካ እየ። 18 ኣየ፡ ናብ ትእዛዛተይ ኣቕሊብካ እንተ ትኸውን!+ ሽዑ፡ ሰላምካ ኸም ፈለግ ምዀነ፡+ጽድቅኻ ድማ ከም ማዕበላት ባሕሪ ምዀነ ነይሩ።+