ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘዳግም 1:16, 17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 “በታ ግዜ እቲኣ ድማ ንፈራዶኹም ከምዚ ኢለ ኣዘዝክዎም፦ ‘ኣብ መንጎ ኣሕዋትኩም ነገር ምስ እትሰምዑ፡ ኣብ መንጎ ሰብን ሓዉን ወይ ጓናን+ ብጽድቂ ፍረዱ።+ 17 ኣብ ፍርዲ ኣይተዳልዉ።+ ንንእሽቶ፡ ከምቲ ዓብዪ ስምዕዎ።+ ፍርዲ ናይ ኣምላኽ እዩ እሞ፡+ ንሰብ ኣይትፍርሁ።+ ኣጸጋሚ ነገር እንተ ኣጋጢሙኩም፡ ናባይ ኣምጽእዎ፡ ኣነ እውን ክሰምዖ እየ።’+

  • 2 ዜና መዋእል 19:7
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 7 እምበኣር፡ ፍርሃት የሆዋ ኣባኻትኩም ይኹን።+ ኣብ የሆዋ ኣምላኽናስ ዓመጻን*+ ኣድልዎን+ ምውሳድ ጉቦን የልቦን+ እሞ፡ ብእትገብርዎ ተጠንቀቑ።”

  • ምሳሌ 18:5
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  5 ምእንቲ እኩይ ኢልካ ኣድልዎ ምግባር፡+

      ወይ ንጻድቕ ፍትሒ ምኽላእ ጽቡቕ ኣይኰነን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ