ኤርምያስ 22:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ፍትሕን ጽድቅን ግበር። ንዚዝመት ዘሎ ኻብ ኢድ ዓማጺ ኣናግፍ። ንጓና ኣይትግፋዕ፣ ንዘኽታም* ወይ ንመበለት ከኣ ኣይትጕዳእ።+ ኣብዛ ቦታ እዚኣ እውን ንጹህ ደም ኣይተፍስስ።+
3 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ፍትሕን ጽድቅን ግበር። ንዚዝመት ዘሎ ኻብ ኢድ ዓማጺ ኣናግፍ። ንጓና ኣይትግፋዕ፣ ንዘኽታም* ወይ ንመበለት ከኣ ኣይትጕዳእ።+ ኣብዛ ቦታ እዚኣ እውን ንጹህ ደም ኣይተፍስስ።+