ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 26:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  9 ፍርድታትካ ኣብ ምድሪ ምስ ዚኸውን፡

      ነበርቲ እታ ምድሪ ብዛዕባ ጽድቂ ይምሃሩ እዮም እሞ፡+

      ለይቲ፡ ብዅለንትናይ* እናፍቐካ እየ፣

      እወ፡ መንፈሰይ ይደልየካ እዩ።+

  • ኢሳይያስ 45:8
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  8 ኣቱም ሰማያት፡ ካብ ላዕሊ ዝነሙ፣+

      ደበናታት ከኣ ጽድቂ የፍስሱ።

      ምድሪ ትከፈት እሞ ድሕነት ተፍሪ፣

      ጽድቂ እውን ብሓባር ተብቍል።+

      ኣነ የሆዋ ፈጢረዮ እየ።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ