መዝሙር 40:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኦ የሆዋ ኣምላኸይ፡ዜደንቕ ግብርታትካን ንዓና ዝሓሰብካዮ ሓሳባትካን፡እቲ ዝገበርካዮስ ክንደይ ኰን ብዙሕ እዩ።+ ምሳኻ ኺወዳደር ዚኽእል የልቦን፣+ክነግረሉን ክዛረበሉን እንተ ዝፍትንሲ፡ምጽብጻቡ ዘይከኣል ብዙሕ ምዀነ!+ መዝሙር 71:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ኦ ኣምላኽ፡ ጽድቅኻ ኽሳዕ ላዕሊ ይበጽሕ፣+ዓበይቲ ነገራት ጌርካ ኢኻ፣ኦ ኣምላኽ፡ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+
5 ኦ የሆዋ ኣምላኸይ፡ዜደንቕ ግብርታትካን ንዓና ዝሓሰብካዮ ሓሳባትካን፡እቲ ዝገበርካዮስ ክንደይ ኰን ብዙሕ እዩ።+ ምሳኻ ኺወዳደር ዚኽእል የልቦን፣+ክነግረሉን ክዛረበሉን እንተ ዝፍትንሲ፡ምጽብጻቡ ዘይከኣል ብዙሕ ምዀነ!+