2 ሳሙኤል 23:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ቤተይ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከምኡ ደይኰነትን፧ ከመይሲ፡ ብዅሉ ዝርዝር እተሰርዐን ውሑስንናይ ዘለኣለም ኪዳን ኣትዩለይ።+ ምሉእ ድሕነተይን ኵሉ ደስታይን ስለ ዝዀነ፡ስለዚ ደይኰነን ዜብቍለለይ፧+ መዝሙር 89:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ኪዳነይ ኣይከፍርስን፡+ከናፍረይ እተዛረቦ ኸኣ ኣይክልውጥን እየ።+
5 ቤተይ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከምኡ ደይኰነትን፧ ከመይሲ፡ ብዅሉ ዝርዝር እተሰርዐን ውሑስንናይ ዘለኣለም ኪዳን ኣትዩለይ።+ ምሉእ ድሕነተይን ኵሉ ደስታይን ስለ ዝዀነ፡ስለዚ ደይኰነን ዜብቍለለይ፧+