ዘጸኣት 15:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኦ የሆዋ፡ ኣብ መንጎ ኣማልኽትስ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+ ኣታ ብመዝሙር ውዳሰ እትኽበር፡ መስተንክር እትገብር፡+ ብቕድስና ዓብዪ ዝዀንካ፡ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+ መዝሙር 111:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ግብርታት የሆዋ ዓብዪ እዩ፣+ד [ዳሌጥ] እቶም ብእኡ ባህ ዚብሎም የጽንዕዎ።+
11 ኦ የሆዋ፡ ኣብ መንጎ ኣማልኽትስ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+ ኣታ ብመዝሙር ውዳሰ እትኽበር፡ መስተንክር እትገብር፡+ ብቕድስና ዓብዪ ዝዀንካ፡ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+