ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 33:3
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  3 ሓድሽ መዝሙር ዘምሩሉ፣+

      እልል እናበልኩም፡ ጽቡቕ ጌርኩም በገና ውቕዑሉ።

  • መዝሙር 96:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 96 ንየሆዋ ሓድሽ መዝሙር ዘምሩሉ።+

      ኵልኹም ህዝቢ ምድሪ፡ ንየሆዋ ዘምሩሉ!+

  • መዝሙር 149:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 149 ንያህ ወድስዎ!*

      ንየሆዋ ሓድሽ መዝሙር ዘምሩሉ፣+

      ኣብ ጉባኤ እሙናት ወድስዎ።+

  • ኢሳይያስ 42:10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 ኣቱም ናብ ባሕሪ እትወርዱን ንዕኡ እትመልእዎ ዘበልኩም ኵላትኩምን፡

      ኣትን ደሴታትን ኣቱም ነበርተንን፡+

      ንየሆዋ ሓድሽ መዝሙር፡+

      ውዳሰኡ ኻብ ወሰናት ምድሪ ዘምሩሉ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ