ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 15:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  6 ኦ የሆዋ፡ የማነይቲ ኢድካ ብሓይሊ ዓባይ እያ፣+

      ኦ የሆዋ፡ የማነይቲ ኢድካ ንጸላኢ ትሕምሽሾ እያ።

  • ኢሳይያስ 52:10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 የሆዋ ነቲ ቕዱስ ቅልጽሙ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ ዅሎም ኣህዛብ ቀሊዕዎ ኣሎ፣+

      ኵሉ ወሰናት ምድሪ፡ ግብርታት ድሕነት* ኣምላኽና ኺርኢ እዩ።+

  • ኢሳይያስ 59:16
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 ሓደ እኳ ኸም ዘየልቦ ርእዩ፣

      ሓደ እኳ ኣብ ክንዲ ኻልእ ከም ዘይልምን ርእዩ ተገሪሙ፣

      ስለዚ፡ ቅልጽሙ ድሕነት ኣምጺኡ፣*

      ጽድቁ እውን ደጊፍዎ።

  • ኢሳይያስ 63:5
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  5 ጠሚተስ፡ ዚሕግዝ ኣይነበረን፣

      ዋላ ሓደ ኺድግፍ ብዘይምቕራቡ ደንጽዩኒ።

      ስለዚ፡ ቅልጽመይ ድሕነት* ኣምጺኡለይ፡+

      ነድረይ ከኣ ደጊፉኒ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ