መዝሙር 22:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ንሱስ ንመከራ ጭቁን ኣይነዓቐን፡ ኣይፈንፈነን እውን፣+ንገጹ ኻብኡ ኣይከወለን።+ ናብኡ ምስ ኣእወየ፡ ሰሚዕዎ እዩ።+