-
ዘፍጥረት 26:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ኣቢሜሌክ ከኣ ንይስሃቅ ጸዊዑ፡ “ብርግጽ ሰበይትኻ እያ! ስለምንታይ ደኣ፡ ‘ሓብተይ እያ’ ዝበልካ፧” በሎ። ይስሃቅ ድማ፡ “ብሰራ ኸይመውት ኢለ እየ” በሎ።+
-
-
ዘፍጥረት 26:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 ሽዑ፡ ኣቢሜሌክ ንዅሉ እቲ ህዝቢ፡ “ነዚ ሰብኣይ እዝን ንሰበይቱን ዝተንከየ፡ ብርግጽ ኪመውት እዩ” ኢሉ ኣዘዞ።
-