ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 37:28
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 28 እቶም ሚድያናውያን+ ነጋዶ ኺሓልፉ ኸለዉ፡ ንዮሴፍ ካብቲ ጕድጓድ ማይ ኣውጺኦም፡ ብ20 ብሩር ንእስማኤላውያን ሸጥዎ።+ ንሳቶም ከኣ ንዮሴፍ ናብ ግብጺ ወሰድዎ።

  • ዘፍጥረት 37:36
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 36 እቶም ሚድያናውያን ድማ ኣብ ግብጺ፡ ናብ ጶጢፋር እቲ ኣገልጋሊ ቤተ መንግስቲ ፈርኦንን+ እቲ ሓለቓ ዘብዐኛታትን+ ሸጥዎ።

  • ዘፍጥረት 45:4, 5
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 4 ዮሴፍ ከኣ ንኣሕዋቱ፡ “በጃኹም ናባይ ቅረቡ” በሎም። ንሳቶም ድማ ናብኡ ቐረቡ።

      ሽዑ፡ ከምዚ በሎም፦ “ኣነ ናብ ግብጺ ዝሸጥኩምኒ ዮሴፍ ሓውኩም እየ።+ 5 ንምድሓን ህይወት ኢሉ ኣምላኽ እዩ ቕድሜኹም ዝለኣኸኒ እሞ፡+ ሕጂ ናብዚ ስለ ዝሸጥኩምኒ ኣይትጕሃዩን ኣይትወቓቐሱን።

  • ዘፍጥረት 50:20
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 20 ንስኻትኩም ክትጐድኡኒ እኳ እንተ ሓሰብኩም፡+ ኣምላኽ ግና ከምዚ ሎሚ ዚገብሮ ዘሎ ብዙሕ ህዝቢ ምእንቲ ኼድሕን ኢሉ ንጽቡቕ እዩ ሓሲብዎ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ