ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 2:8, 9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  8 ሕተተኒ እሞ፡ ኣህዛብ ውርስኻ ገይረ፡

      ወሰናት ምድሪ ኸኣ ርስትኻ ገይረ ኽህበካ እየ።+

       9 ብዘንጊ ሓጺን ክትሰብሮም፡+

      ከም ስርሓት ካይላ ድማ ክትሕምሽሾም ኢኻ።”+

  • መዝሙር 45:4, 5
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  4 ብግርማኻ ኸኣ ናብ ዓወት* ኪድ፣+

      ምእንቲ ሓቅን ትሕትናን ጽድቅን ተወጣሕ።+

      የማነይትኻ ዜፍርህ ነገራት ክትገብር* እያ።

       5 ፍላጻታትካ በላሕቲ እየን፣ ንህዝብታት ኣብ ቅድሜኻ የውድቓኦም፣+

      ልቢ ጸላእቲ ንጉስ ይወግኣ።+

  • ማቴዎስ 28:18
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 የሱስ ቀሪቡ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦ “ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኵሉ ስልጣን ተዋሂቡኒ ኣሎ።+

  • ራእይ 6:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 ረኣኹ ድማ፡ እንሆ፡ ኣምበላይ* ፈረስ፣+ እቲ እተወጥሖ ኸኣ ቀስቲ ኣለዎ፣ ኣኽሊል እውን ተዋህቦ፣+ እናሰዓረስ ኪስዕር* ድማ ወጸ።+

  • ራእይ 12:5
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 5 ንሳ ንዅሎም ኣህዛብ ብበትሪ ሓጺን+ ዚጓስዮም ወዲ፡+ ተባዕታይ፡ ወለደት። እቲ ውሉዳ ኸኣ ናብ ኣምላኽን ናብ ዝፋኑን ተመንዝዐ።

  • ራእይ 19:11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 ሰማይ ከኣ ተኸፊቱ ረኣኹ፣ እንሆ ድማ፡ ኣምበላይ* ፈረስ።+ እቲ እተወጥሖ ኸኣ እሙንን+ ናይ ሓቅን*+ ይብሃል፣ ብጽድቂ እውን እዩ ዚፈርድን ዚዋጋእን።+

  • ራእይ 19:15
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 15 ካብ ኣፉ ድማ ንኣህዛብ ዚወቕዓሉ በሊሕ ነዊሕ ሰይፊ+ ይወጽእ፣ ንሱ ኸኣ ብበትሪ ሓጺን ኪጓስዮም እዩ።+ ነቲ ናይቲ ነድሪ ቝጥዓ እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ መጽመቝ ወይኒ ድማ ይረግጾ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ