1 ሳሙኤል 22:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ዳዊት ድማ ካብኡ ኸይዱ+ ናብ በዓቲ ዓዱላም ኣምለጠ።+ ኣሕዋቱን ብዘለዉ ቤት ኣቦኡን እዚ ምስ ሰምዑ፡ ናብኡ ወረዱ። 1 ሳሙኤል 24:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ሳኦል ናብቲ ጥቓ መገዲ ዘሎ ደምበታት ኣባጊዕ መጸ፣ ኣብኡ ኸኣ በዓቲ ነበረ። ንሱ ኸኣ ጾር ኬፋዅስ* ኣተወ፣ ዳዊትን ሰቡን ድማ ኣብ ውሽጢ እቲ በዓቲ ተቐሚጦም ነበሩ።+ እብራውያን 11:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ደጊም እንታይ እሞ ኽብል እየ፧ ብዛዕባ እኒ ጊዴዎን፡+ እኒ ባራቅ፡+ እኒ ሲምሶን፡+ እኒ ይፍታሕ፡+ እኒ ዳዊትን+ ሳሙኤልን+ ካልኦት ነብያትን ከየዘንትወልኩም ግዜ ይሓጽረኒ እዩ። እብራውያን 11:38 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 38 ዓለም ከኣ ንዓታቶም እትበቅዕ ኣይነበረትን። ኣብ በረኻታትን ኣብ ኣኽራንን ኣብ በዓትታትን+ ኣብ ጐዳጕዲ ምድርን ኰለል ኢሎም እዮም።
3 ሳኦል ናብቲ ጥቓ መገዲ ዘሎ ደምበታት ኣባጊዕ መጸ፣ ኣብኡ ኸኣ በዓቲ ነበረ። ንሱ ኸኣ ጾር ኬፋዅስ* ኣተወ፣ ዳዊትን ሰቡን ድማ ኣብ ውሽጢ እቲ በዓቲ ተቐሚጦም ነበሩ።+
32 ደጊም እንታይ እሞ ኽብል እየ፧ ብዛዕባ እኒ ጊዴዎን፡+ እኒ ባራቅ፡+ እኒ ሲምሶን፡+ እኒ ይፍታሕ፡+ እኒ ዳዊትን+ ሳሙኤልን+ ካልኦት ነብያትን ከየዘንትወልኩም ግዜ ይሓጽረኒ እዩ።