ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እዮብ 26:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 እንሆ፡ እዚ ጫፍ መገድታቱ ጥራይ እዩ፣+

      ብዛዕባኡስ ድኹም ሕሹዅሹዅታ ጥራይ እዩ ተሰሚዑ!

      ነቲ ሓያል ነጕዱኸ መን ኪርድኦ ይኽእል፧”+

  • መዝሙር 139:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  6 እዚ ፍልጠት እዚ ንምርዳኡ ልዕሊ ዓቕመይ* እዩ።

      ኣዝዩ ልዑል ብምዃኑ እውን ክበጽሖ ኣይክእልን እየ።*+

  • ሮሜ 11:33
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 33 ኣየወ፡ መዓሙቝ ሃብትን ጥበብን ፍልጠትን ኣምላኽ! ፍርዱ ኽንደይ ዘይምርመር ኰታ እዩ፡ መገዱ እውን ክንደይ ብኣሰረ ኣሰር ዘይርከብ ኰን እዩ!

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ