-
ዘጸኣት 12:26, 27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
26 ደቅኹም፡ ‘እዚ በዓል እዚ ንዓኻትኩም እንታይ ማለት እዩ፧’ ምስ ዚብሉኹም፡+ 27 ‘ነቲ ንግብጻውያን ኪወቕዖም ከሎ፡ ኣብ ግብጺ ንኣባይቲ እስራኤላውያን ዝሓለፈ፡ ኣባይትና ድማ ዝነሓፈ የሆዋ መስዋእቲ ፋስጋ እዩ’ በልዎም።”
ሽዑ፡ እቶም ህዝቢ ፍግም ኢሎም ሰገዱ።
-