-
መዝሙር 34:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
34 ንየሆዋ ዅሉ ግዜ ኽውድሶ እየ፣
ውዳሰኡ ወትሩ ኣብ ከናፍረይ ኪኸውን እዩ።
-
-
መዝሙር 51:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 ኣፈይ ውዳሰኻ ምእንቲ ኺነግርሲ፡
ኦ የሆዋ፡ ከናፍረይ ክፈት።+
-