መዝሙር 100:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 የሆዋስ ኣምላኽ ምዃኑ ፍለጡ።*+ ዝገበረና ንሱ እዩ፣ ንሕና ድማ ናቱ ኢና።*+ ንሕና ህዝቡን ኣባጊዕ መጓሰኡን ኢና።+ ኢሳይያስ 54:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 “እቲ ዓብዪ ገባሪኺ+ ኸም ሰብኣይኪ* እዩ፣+ስሙ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት እዩ፣እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ድማ ተበጃዊኺ እዩ።+ ንሱ ኣምላኽ ብዘላ ምድሪ ኺብሃል እዩ።+
5 “እቲ ዓብዪ ገባሪኺ+ ኸም ሰብኣይኪ* እዩ፣+ስሙ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት እዩ፣እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ድማ ተበጃዊኺ እዩ።+ ንሱ ኣምላኽ ብዘላ ምድሪ ኺብሃል እዩ።+