1 ቈረንቶስ 4:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ከመይሲ፡ ሕልናይ ኣይወቕሰንን እዩ። ግናኸ፡ ጻድቕ ምዃነይ በዚ ኣይኰነን ዚረጋገጽ፣ እቲ ዚምርምረኒ፡ የሆዋ* እዩ።+