መዝሙር 55:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ፣+ንሱ ድማ ኪድግፈካ እዩ።+ ንጻድቕ ኪወድቕ* ከቶ ኣይሓድጎን እዩ።+ ምሳሌ 16:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እትገብሮ ዘበለ ንየሆዋ ኣማዕቍቦ፣*+ውጥናትካ እውን ኪዕወት እዩ።