መዝሙር 52:5, 6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ስለዚ እዩ ኣምላኽ ሓንሳእን ንሓዋሩን ዜጥፍኣኪ፣+ኪምንዝዓክን ካብ ድንኳንኪ ኺምንጭተክን እዩ።+ ካብ ምድሪ ህያዋን ኪምሕወኪ እዩ።+ (ሴላ) 6 ጻድቃን ነዚ ኺርእዩን ኪፈርሁን፡+ብእኡ ድማ ኪስሕቁ እዮም።+
5 ስለዚ እዩ ኣምላኽ ሓንሳእን ንሓዋሩን ዜጥፍኣኪ፣+ኪምንዝዓክን ካብ ድንኳንኪ ኺምንጭተክን እዩ።+ ካብ ምድሪ ህያዋን ኪምሕወኪ እዩ።+ (ሴላ) 6 ጻድቃን ነዚ ኺርእዩን ኪፈርሁን፡+ብእኡ ድማ ኪስሕቁ እዮም።+