ኢሳይያስ 12:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እንሆ፡ ኣምላኽ ድሕነተይ እዩ።+ ያህ* የሆዋ ብርታዐይን ሓይለይን እዩ፡ድሕነተይ ድማ ኰይኑ እዩ እሞ፡+ክእመን፡* ኣይክርዕድን እውን እየ።”+