ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 39:5
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  5 እንሆ፡ ንመዓልትታተይ ሒደት* ጌርካየን፣+

      ንውሓት ህይወተይ ኣብ ቅድሜኻ ገለ እኳ ኣይኰናን።+

      ብርግጽ ኵሉ ሰብ ጸኒዑ ዝቘመ እኳ እንተ መሰለ፡ ትንፋስ ጥራይ እምበር ገለ እኳ ኣይኰነን።+ (ሴላ)

  • መዝሙር 102:11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 መዓልትታተይ ከም ዚሃስስ* ጽላሎት እየን፣+

      ኣነ ድማ ከም ሳዕሪ እጽምሉ ኣለኹ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ