ዘዳግም 28:64 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 64 “የሆዋ ድማ ካብ ሓደ ወሰን ምድሪ ኽሳብ እቲ ሓደ ወሰን ምድሪ ኣብ መንጎ ዅሎም ኣህዛብ ፋሕ ኬብለካ እዩ፣+ ኣብኡ ኸኣ ንስኻን ኣቦታትካን ዘይትፈልጥዎም ኣማልኽቲ ዕንጨይትን እምንን ከተገልግል ኢኻ።+
64 “የሆዋ ድማ ካብ ሓደ ወሰን ምድሪ ኽሳብ እቲ ሓደ ወሰን ምድሪ ኣብ መንጎ ዅሎም ኣህዛብ ፋሕ ኬብለካ እዩ፣+ ኣብኡ ኸኣ ንስኻን ኣቦታትካን ዘይትፈልጥዎም ኣማልኽቲ ዕንጨይትን እምንን ከተገልግል ኢኻ።+