መዝሙር 6:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኦ የሆዋ፡ እደክም ኣለኹ እሞ፡ ሞገስካ* ኣርእየኒ። ኦ የሆዋ፡ ኣዕጽምተይ የንቀጥቅጥ ኣሎ እሞ፡ ኣሕውየኒ።+ መዝሙር 38:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ብቝጥዓኻ ብዘሎ ሰብነተይ ሓሚሙ።* ብሰንኪ ሓጢኣተይ፡ ኣብ ውሽጢ ኣዕጽምተይ ሰላም የልቦን።+ ኢሳይያስ 57:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እቲ ልዑልን እቲ ኽብ ዝበለን፡እቲ ንዘለኣለም ዚነብር፡+ ስሙ ድማ ቅዱስ ዝዀነስ+ ከምዚ ይብል፦ “ኣብ ልዑልን ቅዱስን ቦታ እየ ዝነብር፣+ግናኸ፡ መንፈስ ትሑታት ንምሕዳስ፡ልቢ እተደቝሱ ኸኣ ንምሕዳስ፡ምስቶም እተደቝሱን ትሑት ዝመንፈሶምን እውን እነብር እየ።+
15 እቲ ልዑልን እቲ ኽብ ዝበለን፡እቲ ንዘለኣለም ዚነብር፡+ ስሙ ድማ ቅዱስ ዝዀነስ+ ከምዚ ይብል፦ “ኣብ ልዑልን ቅዱስን ቦታ እየ ዝነብር፣+ግናኸ፡ መንፈስ ትሑታት ንምሕዳስ፡ልቢ እተደቝሱ ኸኣ ንምሕዳስ፡ምስቶም እተደቝሱን ትሑት ዝመንፈሶምን እውን እነብር እየ።+