ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ምሳሌ 3:13
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 13 ጥበብ ዚረክብ፡

      ምስትውዓል እውን ዜጥሪ ሰብ ሕጉስ እዩ፣+

  • ምሳሌ 3:18
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 ንዚሕዝዋስ ኦም ህይወት እያ፣

      ኣጽኒዖም ዚሕዝዋ ድማ ሕጉሳት ኪብሃሉ እዮም።+

  • ምሳሌ 8:35
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 35 እቲ ዚረኽበንስ ህይወት ኪረክብ፡+

      ካብ የሆዋ ድማ ስምረት ኪረክብ እዩ።

  • ምሳሌ 9:11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 ብኣይሲ መዓልትታትካ ኺበዝሓ እየን፣+

      ኣብ ህይወትካ ድማ ዓመታት ኪውሰኸልካ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ