ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ምሳሌ 5:3
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  3 ከናፍር ፋሉል* ሰበይትስ ከም ጎጎ መዓር የንጠብጥብ፡+

      ኣፋ ድማ ካብ ዘይቲ ይልስልስ።+

  • ምሳሌ 5:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 ኣብ ማእከል ብዘሎ ጉባኤ፡*

      ፈጺመ ኽጠፍእ ቍሩብ ተሪፉኒ ነይሩ።”+

  • ምሳሌ 7:22, 23
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 22 ከምቲ ናብ ማሕረዲ ዚኸይድ ብዕራይ፡

      ኣብ ጕንዲ* ኸም ዚቕጻዕ ዓሻ፡ ብሃንደበት ደድሕሪኣ ኸደ።+

      23 ፍላጻ ንጸላም ከብዱ ኽሳዕ ዚወግኣ፡ ከምኡ ገበረ።

      ናብ መጻወድያ ኸም ዚሸብብ ዑፍ፡ ህይወቱ* ኸም ዚስእን ኣይፈለጠን።+

  • ምሳሌ 22:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 ኣፍ ፋሉል* ሰበይቲ ዓሚቝ ጕድጓድ እዩ።+

      እቲ የሆዋ ዝዀነኖ ኣብኡ ይወድቕ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ