ኢሳይያስ 42:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ንኣኽራንን ንዅርባታትን ከባድሞ፡ንዅሉ ኣትክልቶም ድማ ከንቅጾ እየ። ንኣፍላግ ናብ ደሴታት* ክቕይሮ፡ሻምብቆ ንዘለዎ ራህያታት ማይ ከኣ ከንቅጾ እየ።+ ኤርምያስ 50:38 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 38 ኣብ ማያታ ጥፍኣት ኣሎ፣ ኪነቅጽ ከኣ እዩ።+ ንሳስ ምድሪ ቕሩጽ ምስልታት እያ፣+ብዜፍርህ ራእያቶም ድማ ይጽለሉ እዮም። ራእይ 16:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 እቲ ሻድሻይ ድማ ጭሔሎኡ ኣብቲ ዓብዪ ፈለግ ኤፍራጥስ ኣፍሰሰ፣+ ነቶም ካብ ምብራቕ ጸሓይ ዚመጹ ነገስታት መገዲ ምእንቲ ኺዳለወሎም ከኣ፡+ እቲ ማዩ ነጸፈ።+
12 እቲ ሻድሻይ ድማ ጭሔሎኡ ኣብቲ ዓብዪ ፈለግ ኤፍራጥስ ኣፍሰሰ፣+ ነቶም ካብ ምብራቕ ጸሓይ ዚመጹ ነገስታት መገዲ ምእንቲ ኺዳለወሎም ከኣ፡+ እቲ ማዩ ነጸፈ።+