ኤርምያስ 33:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንሳ ድማ ኣብ ቅድሚ ዅሎም እቶም ነቲ ኣነ ዝሃብክዎም ኵሉ ጽቡቕ ዝሰምዑ ኣህዛብ ምድሪ፡ ስም ፍስሃን ውዳሰን ጽባቐን ክትኰነኒ እያ።+ ንሳቶም ከኣ ብምኽንያት እቲ ዝህባ ዅሉ ጽቡቕን ሰላምን፡+ ኪርዕዱን ራዕራዕ ኪብሉን እዮም።’”+
9 ንሳ ድማ ኣብ ቅድሚ ዅሎም እቶም ነቲ ኣነ ዝሃብክዎም ኵሉ ጽቡቕ ዝሰምዑ ኣህዛብ ምድሪ፡ ስም ፍስሃን ውዳሰን ጽባቐን ክትኰነኒ እያ።+ ንሳቶም ከኣ ብምኽንያት እቲ ዝህባ ዅሉ ጽቡቕን ሰላምን፡+ ኪርዕዱን ራዕራዕ ኪብሉን እዮም።’”+