ኢሳይያስ 49:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ብግዜ ሞገስ* መሊሰልካ፡+ብመዓልቲ ድሕነት ከኣ ረዲአካ እየ።+ ንሰባት ኪዳን ገይረ ኽህበካ፡ንምድሪ ኽትሕድሳ፡ነቲ ዝባደመ ርስቶም ከተረስትዮም ሓልየካ እየ፣+ ኢሳይያስ 51:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 የሆዋስ ንጽዮን ኬጸናንዓ እዩ።+ ንዅሉ ዑናታታ ኼጸናንዖ እዩ፣+ንበረኻኣ ድማ ከም ኤደን፡+ንጐልጐል ምድረ በዳኣ እውን ከም ገነት* የሆዋ ኺገብሮ እዩ።+ ፍስሃን ሓጐስን፡ምስጋናን ጥዑም መዝሙርን ኣብኣ ኺርከብ እዩ።+
8 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ብግዜ ሞገስ* መሊሰልካ፡+ብመዓልቲ ድሕነት ከኣ ረዲአካ እየ።+ ንሰባት ኪዳን ገይረ ኽህበካ፡ንምድሪ ኽትሕድሳ፡ነቲ ዝባደመ ርስቶም ከተረስትዮም ሓልየካ እየ፣+ ኢሳይያስ 51:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 የሆዋስ ንጽዮን ኬጸናንዓ እዩ።+ ንዅሉ ዑናታታ ኼጸናንዖ እዩ፣+ንበረኻኣ ድማ ከም ኤደን፡+ንጐልጐል ምድረ በዳኣ እውን ከም ገነት* የሆዋ ኺገብሮ እዩ።+ ፍስሃን ሓጐስን፡ምስጋናን ጥዑም መዝሙርን ኣብኣ ኺርከብ እዩ።+
3 የሆዋስ ንጽዮን ኬጸናንዓ እዩ።+ ንዅሉ ዑናታታ ኼጸናንዖ እዩ፣+ንበረኻኣ ድማ ከም ኤደን፡+ንጐልጐል ምድረ በዳኣ እውን ከም ገነት* የሆዋ ኺገብሮ እዩ።+ ፍስሃን ሓጐስን፡ምስጋናን ጥዑም መዝሙርን ኣብኣ ኺርከብ እዩ።+