ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 11:16, 17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 የሆዋ ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ “ካብ ዓበይቲ እስራኤል፡ ዓበይትን ኣሕሉቕን ህዝቢ ምዃኖም እትፈልጦም 70 ሰብኡት ኣክበለይ፣+ ናብ ድንኳን ምርኻብ ድማ ውሰዶም፣ ኣብኡ ኸኣ ምሳኻ ደው ኣብሎም። 17 ወሪደ+ ድማ ኣብኡ ምሳኻ ኽዛረብ እየ፣+ ካብቲ ኣብ ልዕሌኻ ዘሎ መንፈስ ከኣ ክወስድን+ ኣብ ልዕሊኦም ከንብርን እየ፣ በይንኻ ምእንቲ ኸይትጾሮ፡ ጾር እቲ ህዝቢ ኣብ ምጻር ኪሕግዙኻ እዮም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ