ኢሳይያስ 12:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እንሆ፡ ኣምላኽ ድሕነተይ እዩ።+ ያህ* የሆዋ ብርታዐይን ሓይለይን እዩ፡ድሕነተይ ድማ ኰይኑ እዩ እሞ፡+ክእመን፡* ኣይክርዕድን እውን እየ።”+ ጸፎንያስ 3:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 የሆዋ ኣምላኽኪ ኣብ ማእከልኪ እዩ።+ ከም ጅግና፡ ኬድሕነኪ እዩ። ብኣኺ ብዓብዪ ሓጐስ ኪፍሳህ እዩ።+ ብፍቕሩ ስቕ ኪብል* እዩ። ብኣኺ እልል እናበለ ኺሕጐስ እዩ።
17 የሆዋ ኣምላኽኪ ኣብ ማእከልኪ እዩ።+ ከም ጅግና፡ ኬድሕነኪ እዩ። ብኣኺ ብዓብዪ ሓጐስ ኪፍሳህ እዩ።+ ብፍቕሩ ስቕ ኪብል* እዩ። ብኣኺ እልል እናበለ ኺሕጐስ እዩ።